ስፓርት ኣንዶኒ ኢራኦላ ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣንዶኒ ኢራኦላ ንኣርነ ስሎት ብምትካእ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ፡፡ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ዘደንቕ ጋንታ ክሃንፅ ዝኸኣለ ኢራኦላ፤ ኣብ ኣንፊልድ ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ኩንትራት ከምዝፈረመ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ – ኡሁሩ ኬንያታ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ ኢሎም መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡ ኡሁሩ ኬንያታ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ መረፃ ኣካታታይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ… Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካታታይነት እቲ መረፃ ንምርግጋጥ ዝተወገኑ ስዎሕቲ ዝነኣዱ ኢዮም – ኢጋድ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይነት ንምርግጋፅ ዝተወገኑ ስራሕቲ ዝነኣዱ ኢዮም ኢሉ፡፡ እቲ መረፃ ዝተዓዘቡ ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪካን ፈላማይ ዙር ሪፖርት ብዝምልከት መግለፂ እናሃቡ ይርከቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ስግግር ዴሞክራሲ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ኢጋድ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ስግግር ዴሞክራሲ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሉ፡፡ መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሱዌሳ ዋንዳራ ካዙቤ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢጋድ ዝገበሮ ግደ ምዕዛብ ኣመልኪተን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣብ ልዕሊ ኩዌትን ባህሬንን መጥቃዕቲ ድሮን ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣሜሪካ ድርድር እናገበረት ትርከብ ኢራን ኣብ ልዕሊ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌትን ባህሬን ኣብ ዝርከብ ጦር ሰፈር ኣሜሪካን መጥቃዕቲ ድሮን ፈፂማ፡፡ ኢራን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ብዙሓት ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ናውረቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ይኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ እታ ሃገር ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ዝርከቡ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ናይ ምእካብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻደ 7 ሓፈሻዊ መረፃ ቆፀራ ድምፂ ተዛዚሙ ኣብ ጣቢያታት መረፃ ግዜያዊ ውፅኢት ካብ ንጉሆ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ክልል ኣምሓራ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ እናተለጠፉ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ክልል ኣምሓራ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ እናተለጠፉ እንትኾኑ፤ መረፅቲ እውን ውፅኢት ይምልከቱ ኣለዉ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ከተማታት ባህርዳር፣ ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ቡሬ፣ ሃይቅ፣ ከሚሴ፣ ኮምቦልቻን ቻግኒን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ከምዝኾነ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ከምዝኾነ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ብሙሉእ ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከምዝሓበሮ፤ ላዕለዎት ኣራርሓ እቲ ኣገልግሎት 7ይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ኣሳታፊን ብዝኾነ መልክዑ ተኻይዱ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዴሞክራሲያዊን ኣሳታፊን ብዝኾነ መልክዑ ተኻይዱ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ፡፡ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ…