Fana: At a Speed of Life!

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡ በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ…

ብናይ ለውጢ መንግስቲ ኣብ ልምዓት ዘፈር ባህሊን ቋንቋን ዝተመዝገቡ ዓወታት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብናይ ለውጢ መንግስቲ ብዝሃ ባህሊን ሃፍቲታትን ከምኡ እውን ሃገር በቆል ፍልጠታት ብምልማዕ ማሕበራዊ ምትእስሳር ንጥንኻር ተኻኢሉ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብለውጢ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልምዓት ዓውዲ…

መደመር – ናይ ለውጢ መንግስቲ ፍኖተ ካርታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2010 ዓ.ም ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ምዃኑ ስዒቡ ብኣምር ’መደመር’ ነባር ክብሪታት ምስ ሓደሽቲ ሓደሽቲ ሓሳባት ዕዙዝ ዓቕሚ ምፍጣር ከምዝከኣል ብምርኣይ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት መንግስቲ ብዙሓት ውፅኢታት እናመዝገበ ይርከብ። በዚ ድማ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ስራሕ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኣዲስ መሶብ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ስራሕ ዲጂታል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኣዲስ መሶብ ብዕሊ ኣጀሚረን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላፈኦ መልእኽቲ÷ ኣብ ድሮ ሻምናይ ዓመት ሃገራዊ…

ኣብ ከይዲ ዘተ ተሳትፎ ክልል ትግራይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽና ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ድሕሪ ብዙሕ ፀገማት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ ዘካይዶ ቀዳማይ ዙር መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚሩ። ናይ ለውጢ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ስነ-ምህዳር ፖለቲካን…

ናይ ክልል ትግራይ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጅማሩ ትኽክለኛ ውሳነ ኢዩ – ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ክልል ትግራይ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጅማሩ ትኽክለኛ ውሳነ ኢዩ ኢለን ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም። ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ቅድም ክብል ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብምዃን እናገልገላ ምፅነሐን ይዝከር።…

እናዓበየ ዝመፅአ ኮንፈረንስ ቱሪዝም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናዓበየ ዝመፅአ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ንኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዲፕሎማሲን ንግዲን ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ተመራፂት ይገብራ ኣሎ። መንግስቲ ዝወገኖም ሰፋሕቲ ስራሕቲ ሪፎርምን ህንፀታት መሰረተ ልምዓትን ስዒቡ ኣብቲ ዓውዲ ምንቕቓሕ ብምፍጣር ኣብ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 1 ሚሊየን ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ቁፅፅር ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 1 ሚሊየን ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ ኢሎም። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምእካብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲን ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምእካብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲን ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ መርሃሐ ግብሪ መጀመሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ ከምዝበሉዎ÷…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ የተባበሩት ኣደባባይ አካባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓደ ሰብ እንትሓልፍ 3 ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ቶማስ…