Fana: At a Speed of Life!

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስን ብሩክ ኣለማየሁ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም…

ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ጥርዓናት ብልዝብን ብመረዳእታን ይፍትሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ጥርዓናት ብልዝብን ብመረዳእታን ይፈትሕ ኣለኹ ኢሉ። ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ እናተሳተፉ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ ምዝገባ መረፃ ኣጋጢሞምና ዝበሉዎም…

መረፃ ተኣማኒ ንኽኸውን መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል እጃም እናተፃወታ ይርከባ – ወ/ሮ እናትኣለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም መረፃ ኣብ ዝበሉ ወሰንቲ ሃገራዊ ከይዲታት ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣዚዩ ዕዙዝ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ። ግልጋግሎት ዜና ኢትዮጵያን በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን “ንዕዉት…

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቻይና መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቤጅንግ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ቻይናን ዘሎ ኩለመዳይ ምሕነትን ስልታዊ ምትእስሳርን ኣብ ዘበናዊ ዓለም…

ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ…

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሼኽ ሻኽቡጥ ቢን ናህያን፡፡ ሼኽ ሻኽቡጥ ቢን ናህያን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ…

መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር  መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ኣብ ማሕበረሰቡ ህይወት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ ኢሎም። ኣብ ክልል ዓፋር ዝተተግበሩ ፕሮጀክታት መመሓየሺ ናብራ ሰበኽ ሳግም ሎሚ…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ኣብቲ ውድድር ሜዳሊያ ወርቂ ንዘመዝገቡ ኣትሌታት 40 ሺሕ፣ ንሜዳሊያ ብሩር 25 ሺሕን…

እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣአምባሳደር ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣአምባሳደር እስራኤክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፍሉይ…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ስለሺ ስህን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

መልእኽቲ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መደረኦም ከምዝገለፁዎ፣ ሓበሬታ ልክዕ ከም ወርቂ ክባር ሃፍቲ ሃገር ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምኡ…