Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያታት ሕርሻ ኤክስፖርት ቢዝነስን ከምኡ እወን ኣብ ምጥዓም ቡንን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓል ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ። እተን ኣውሮፕላናት ንምርኢት ህዝቢ ዝቐርባሉ ትርኢት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈጻሚ ስራሕ…

ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ምድረ ገነት ሽረ…

ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ኩለን ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ምኽንያት ብምግባር 10 ግንቦት 2018 ዓ.ም ኩሎም ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም ኢሉ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም "ሙዚየማት ዝተኸፋፈለ ዓለም የተኣሳስሩ" ብዝብል መሪሕ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ሮናልድ ላሞላ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዝገበሩዎ…

ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ በዚ ድማ ኣሰልጣኒ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ፣ ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ሲቲ ፔፕ ጓርዲዮላን ኣሰልጣኒ ጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ማይክል ካሪክን…

ሕፁያት ዝበለፁ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሕፁያት ዝበለፁ ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ በዚ ድማ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሰለስተ ተፃወትቲ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብምምራፅ ቀዳመይቲ እንትትከውን÷ ሓላዊ ልዳት ዴቪድ ራያ፣ ጋብሬል ማጋሌሽን…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም፡፡ ዘተ ክልቲኦም ወገናት ዝተገበረ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ጉባኤ…

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ሕቡራት መንግስታት ምኽንያት ብምግባር ፍሉይ እካብ ቴምብር ዕላዊ ዝገበረትሉ መርሃ ግብሪ ትማሊ ተኻይዱ። ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ዘልዐሉዎም ዋና…

ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዘዚሙቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንሸውዓት መዓልቲታት እናተኻደ ዝቐነየ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ሎሚ መዓል ተዛዚሙ፡፡ እቲ ምልኣተ ጉባኤ ብዛዕባ ሰላም ሃገር፣ ብዛዕባ ሓድድነት ቤተ ክርስቲያን፣…