ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጋድሎ ሓርበኛታት… Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋሽስት ጣሊያን ዳግም ንኢትዮጵያ ዝወረረሉን ምስ ጀጋኑ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ን5 ዓመት ታሊሲ ዝተሰዓረሉን መበል 85 ዓመት በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ይርከብ። ፋሽስት ጣሊያን ኣብ ዓድዋ ዝበፅሖ ስዕት ንምቕያር ዳግም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድኽነት ተቓሊስካ ምስዓር ግዚኡ ዝሓቶ ሓርበኝነት ኢዩ – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድኽነትን ድሕረትን ተቓሊስካ ምስዓር ንሓድነት ሃገር ዘብዒ ጠጠው ምባል ግዚኡ ዝሓቶ ሓርበኝነት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን። መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣራት ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ግደ ጅግንነት ዝተዋፅኡ ሓርበኛታትና ብምዝካር ንዝክሮም ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ግደ ጅግንነት ዝተዋፅኡ ሓርበኛታትና ብምዝካር ንዝክሮም ኣለና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላፈኦ መልእኽቲ÷ ሃገር ንጠቢባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ ክሲ ውድቂ ገይራ Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ መሰረተ ዘይብሉ ክሲ ውድቂ ገይራ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፤ ሓይሊ ምክልኻል ሱዳንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ብሓባር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕልና ቴክኖሎጂ ዝሓትት ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት… Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት ሓሳብ፣ ብልሒን ልዕልና ቴክኖሎጂን ዝሓትት ኢዩ ኢሎም ዋና ፈፃ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን እሁድ ኤኣይ ስቱዲዮን ብምትሕብባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዙሪያ ቃላይ ጣና ዝርከብ ነበር ሆቴል ጣና ዓለም ለኸ ደረጃኡ ብዝሓለወ መልክዑ 'ፎር ፒ ቢ ኤስ' ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መበል 85 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መድፍ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል። ብመሰረት እዚ ፅባሕ 27 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ሰዓት 12 ወጋሕታ 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፋና ዲጂታል ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ናብ ወሽመጥ ሆርሙዝ ንምእታው ዝፈተና መራኽ ጦር ኣሜሪካ ብሚሳኤል ከምዝወቕዐት ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ዘመሓላለፈቶ መጠንቀቕታ ብምጥሓስ ናብ ወሽመጥ ሆርሙዝ ንምእታው ዝፈተና መራኽብ ጦር ኣሜሪካ ብሚሳኤል ከምዝወቕዐት ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብቲ ወሽመጥ መሕለፊ ስኢነን ጠጠው ዝበላ መራኽብ ዓጂቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ኣፈላላይ ሓሳባት ካብ ምትእንጋድ ሓሊፉ እንታይ ይጠቕመና? Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ብዙሕነት ሓሳብ ኣብ ዝረኣየሎም ዝተፈላለዩ ምሕበረሰብ ዓለምና ሃገራዊ ዘተ ከም ፈላማይ ኣማራፂ ተገይሩ እንትውሰድ ብዙሕ ኣይስተውዓልን፡፡ ብተፃራሪ ድማ ተሞክሮታት ከምዘርአእዩዎ ኣብ ኣፈላላይ ሓሳብ ግልፂ፣ መካተቲን ተኣማንነት ብዘለዎን መልክዑ ዘተ እንተዘይተገይሩ ቁስሊን ሕመምን ሃገር ናይ ምሕካም…