ኣብ ኢኒሼቲቭ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ልውውጥ ተሞክሮ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዘሰናደኦ ኣብ ኢኒሼቲቭ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ልውውጥ ተሞክሮ ተኻይዱ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መናእሰይ ናብ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ኢኒሼቲቭ ክፅንበሩን እዋን…