ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኣጀንዳ እንታይ ዓይነት ቅርፂ ክህልዎ ይኽእል? Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ምጥያሹ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ኣብ መእተዊ እቲ ኣዋጅ ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፓለቲካን ሓሳብን መራሕቲ ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣዚዩ መሰረታዊ ኣብ ዝኾኑ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ምድረ ገነት ሽረን ብዘይሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ እንተየመዝገባ ወፂአን፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ምቁፅፃር ምኽኣላ ለበዳ ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ዝተቖፃፀረትሉ መገዲ ሃንደበታዊ ዝርገሐ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፡፡ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጥዕና ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዓወታት ቅልጡፍ ምላሽ ኣመራርሓን ሕማም ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ መሓዙት ልምዓትን ህዝቢን ንምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ “ብትግሃት ንኣዲስ ኣበባ ናብ ዝለዓለ ዓወት!” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም ኢሉ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ገምጋን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2018 ስትራቴጂክ ኣመራርሓ እቲ…
ስፓርት ሲዳማ ቡናን መቻልን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብለስ ናጎ፣ ዮሴፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር 120 ዓመታት ከምዘቑፀረ ኣዘኻኺሮም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘላቒን ኩለመዳያዊን ዕቤት ስትራቴጂያዊ መሓዛ ምዃና ዘርአየትሉ ፎረም… Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ እናገበረቶ ተርከብ ተሳትፎ ዘላቑን ኩለመዳይን ዕቤት ንኽቕፅል ስትራቴጂያዊ መሓዛ ኮይና ከምትቕፅል ቆራፅነታ ዘርአየትሉ ኢዩ፡፡ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆኣን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ምትሕብባር ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ብሓባር ምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቤላሩስ ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ንሚኒስትር ምክልኻል ቤላሩስ ዲምትሪ ፓንተስ ተፈራሪሞምዎ። ኣይሻ መሓመድ…