Fana: At a Speed of Life!

ኩለንተናዊ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜ/ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኽሪ በዓል ምስረታ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣብ ዝሓለፉ ዓውደ ውግኣት ብብቕዓት ተልእኾኦም ንዝፈፀሙ ኣባላት ኣፍልጦ ንምሃብን ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣብ ወልቃይት ፀገዴ ሰቲት ሑመራ ተኻይዱ፡፡ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል ጌታቸው…

ሚኒስቴር ጥዕና ማእከል ሕክምና ኮቪድ ኮይኑ ግልጋሎት እናሃበ ዝነበረ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ናብ በዓል ዋንኡ መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ሕክምና ኮቪድን ካልኦት ሃንደበታዊ ሕክምናን እናሃበ ዝነበረ ኣዲስ ፓርክ /ሚሊንየም ኣዳራሽ/ ናብ በዓል ዋንኡ ንሜድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ  ብምንኣድ ኣረኪቡ፡፡ ሚኒስትር ሚኒሰቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…

ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍርዲ ጥፍኣተኛ ዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ እርማት ከምዝተውሃበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍርዲ ጥፍኣተኛ ንዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ እርማት ከምዝወሰደን ናይ ዳያኑ ዓቕምን ክእለትን ንምዕባይ ስልጠና ምውሃቡን ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ፍርዲ ኣይተ ተስፋዬ መለሰ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር…

ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ምፍራይ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ፡፡ ምስ ህንፀት እቲ ፋብሪካ ተተሓሒዙ ስነ ስርዓት ክታም ፍቓድ ስምምዕነት ላዕላዋይ ብርኪ ፍርያት ማዕድን ኣብ ከተማ…

ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኮተቤ 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ተመረቕቲ ተምሃሮ፣ ስድራኦምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…

ቅድሚ 30 ዓመታት ዝተዘርአ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ተዘሪኡ ዝነበረ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ምህላዉ ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኻዊ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም፡፡ ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ርክብ ፓርቲ…

ኣብ ታንዛኒያ ንዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ክጀመር እዩ – ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰኛታት ብምትሕብባር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ ከምዝጅመር ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ተዛሪቦም፡፡ ብፕሬዝዳንት ጉባኤ ጳጳሳት ካቶሊክ ኢትዮጵያ ብፁዕ…

ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ኣኼባ ተሳትፉኡ ዛዚሙ…

ኣብ ልዕሊ 104 ካምፓሳትን ጨንፈራትን ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ስጉምቲ እርማት ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ዝርከቡ 104 ካምፓሳታን ጨንፈራትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ እርማት ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ልዕሊ እተን ትካላት ዝተወሰደ ስጉምቲ ፍቓድ ኣፍልጦ ዘይተውሃቦም…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ…