Fana: At a Speed of Life!

ኣብቲ በጀት ዓመት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣፍሊጦም። እቲ ኣታዊ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣብ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ ግምገማ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ኩሎም ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ተረኺቦም፡፡ ኣፈፃፅማ…

ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ ዩኔስኮ ብቀዋምነት ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቢሮ ቱሪዝም ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ ዩኔስኮ ብቀዋምነት ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቢሮ ቱሪዝም ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኤርሚያስ መኮንን፥ ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ  ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ  ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ። እቲ መጥቃዕቲ ለይቲ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ብዙሓት ከምዝሰሉ ተሓቢሩ። መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ኣካላት ድሕሪ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም ካብቲ ከባቢ ብተሸከርከርቲ…

ማህበራዊ ምትእስሳር ንምዕሳል ኢትዮጵያዊ ክብርታት ንመነእሰይ ምሕላፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሓድነትን ማህበራዊ ምትእስሳርን ንምዕሳል ኢትዮጵያዊ ክብርታት ንመነእሰይ ምሕላፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ። ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲታት ሃዋሳን ዋቻሞን ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ዶክተር ስዩም ስልጠና…

ካብ ኣሌክሳንደር-ፑሺክን ብመዘሪ ጎፋ -ጎተራ ዝካየድ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሌክሳንደር-ፑሺክን ብመዘሪ ጎፋ -ጎተራ ዝካየድ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ 99 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መካያዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ በየነን…

ዩኒቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተማሃሮ ኣ፣ሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 327 ተማሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቢዝነስን ኢኮኖሚክስን 503፣ ብሕርሻን ተፈጥሮ ሳይንስን 159፣ ሳይንስ ጥዕና 141፣ ብማሕበረሰብን ስነ-ሰብን፣…

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ፀዊዖም። ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ…

ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (አፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕነንትን በዓል ዓረፋ ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣድላዪ ምድላዉ ዛዚሙ ናብ ስራሕ…

ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢኮዋስ ታቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ማሕበረሰብ ኢኮኖሚ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ (ኢኮዋስ) ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ታቲዮም። ኣምባሳደር ተስፋዬ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን…