ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ባሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎ ዘተ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከተኩር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ “ብሓድነት ነንሳዕርር፣ ንጠንክር” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዓመት 8ይ ዘበን ስራሕ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተመሓየሸ እርከን በዝሒ ተወከልቲ ተወከልቲ ህዝቢ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ፃውዒት ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ምዕባለን ንምምፃእ እንተተደልዩ ኲናት ጠጠው ክብል ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ምዕባለን ንምምፃእ እንተተደልዩ ኲናት ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉሎም ሕቶታት ብዛዕባ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቶም ምላሽን መብርሂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበ መኽፈቲ መደረ ሞሽን ድጋፍ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ከምዝፍታሕ ፅኑዕ ቅዋም ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ዝፍታሕ ኢዩ ዝብል ፅኑዕ ቅዋም ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉሎም ሕቶታት ብመንፅር ዲፕሎማሲ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ዋግህምራ ን42 ሺሕ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ 42 ሺሕ ወገናት ዝውዕል ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮነን ሓገዝ ከምዝገበረ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዝቋላ፣ ከተማ ፅፅቃን ከባቢኣን ንዝርከቡን ሓገዝ ዘድልይምን 30 ሺ ወገናት ሓገዝ ከምዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሪል እስቴታት ዝህነፁ ኣባይቲ ካብ ትሑት መነባብሮ ክሳብ ልዑል ኣታዊ ዘለዎም ዜጋታት ተሓሳቢ ክገብሩ ከምዝግባእ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪል እስቴታት ዝህነፁ ኣባይቲ ልዑል ኣታዊ ዘለዎም ጥራሕ ዘይኮነስ ትሑት እቶት ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ እውን ተሓሳቢ ክገብሩ ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ሪል ስቴት ዝተዋፈሩን ኣብቲ ዓውዲ…
Uncategorized ዝተሰረዘ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ እቲ ምምሕዳር ያስሚን ወሃቢረቢን ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ትማሊ ኣብ ቱርኪ ከተማ ኢስታንቡል ጎደና ኢስቲካል ብዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ዝበፅሐ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ህይቶም ንዝሰኣኑ ፅንዓት ተመኒዩ፡፡ በቲ ዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ጉድኣት ኣካል ዘጋጠሞም…