Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብብርኪ ላዕለዎት ሰብ መዚ ዝካየድ ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ። እቲ ጉባኤ ብብርኪ ዓለም ዝርከቡ ሚኒስትራት ትምህርቲ 154…

መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥  ኣብ ከተማታ ሆሳእና፣ ወራቤን ወልቂጤን ዝርከባ ሞዴላት ካልኣይ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ጎብኒዮም። ኣብ እዋን…

ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት የብሎምን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት ዘይብሎም ምዃኖም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። “ሰላምን ሓድነትን ሕብረተሰብ ንምጥንኻር ግደ ሓበራዊ ክብሪታት…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ዓረብ ኢሚረሬታት ኣብዱራህማን ቢን…

ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ፍረምረ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ፍረምረ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ “ልምዓት ኣቮካዶ ሰፊሑ እታ ሃገር እቲ ፍርያት ንወፃኢ ዕዳጋ ክሳብ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ሕብረተሰብ ካብ ስርቂ ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባር ካብ ስርቂን ዕንወትን ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ኣብ ዘንፀላለዉሉ ፀገማትን…

“ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025”ን “ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን”

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ሓንፂፃን ኣፅቓን ናብ ስራሕ ምእታዋ ተገሊፁ። ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ፈጠራ ዝተሓወሶን ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ተበግሶ ኢዩ። ምስ…

ማእኸል ምርምር ሕርሻ 58 ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዘርኢ ጣፍ ተበፃሒ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ 58 ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዘርኢ ጣፍ ንሓረስቶት ተበፃሒ ብምግባ መፍረያይነት ብዕፅፊ ንኽውስኽ ከምዘኽኣለ ገሊፁ። ኣብቲ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መተሓባበሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ምርምር ጣፍ ወርቁ ከበደ፥ ኣብዚ…

ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዩን ማሕራዊ ጉዳይን ዶክተር ኦርጎጌ ተስፋየ፣ ኣብ ሕብረተስ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ሰላምን ፀፅታን ቢኒታ…

ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ…