Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲታት ናይ ፖሊሲ ኣማራፂ ሓሳቦም ንህዝቢ ዘፋልጡሉ መድረኽ ኣብ ምፍጣር ተወሳኺ ስራሕ ተወጊኑ – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲታት ናይ ፖሊሲ ኣማራፂ ሓሳቦም ንህዝቢ ንምፍላጥ ዝኸኣሉሉ መድረኽ ኣብ ምፍጣር ጭቡጥ ተግባራት ተሳሊጦም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ። ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 47 ተናሓናሕቲ ፓርቲታት…

ናይ ሓደ ሰብ ድምፂ ዋጋ ስለዘለዎ ኣብቲ ዕለት ንምምራፅ ተሰናዲእና ኢና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ሓደ ሰብ ድምፂ ዋጋ ስለዘለዎ ኣብቲ ዕለት ንምምራፅ ተሰናዲእና ኢና ኢሎም ነበርቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦዲቲ። እቶም ነበርቲ ጉዳይ መረፃ ሓበራዊ ሓላፍነት ኩሎም ዜጋታት ስለዝኾነ ንምምራፅ ካርዲ ወሲድና ነታ ዕለት ንፅበ ኣለና…

ኣብ ክልል መረፃ ኣሰላ ናውቲ መረፃ እናተኸፋፈለ ይርከብ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ኣሰላ ንዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ናውቲ መረፃ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጀሚሩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝቕፅል ሰኑይ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝካየድ ይፍለጥ። ‎‎በዚ ድማ ንመረፃ ኣድላይቲ ምድላዋት ኣብቶም ክልላት መረፃ  …

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ፈላማይ ፀወታ እዚ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ…

መረፃን መሰል ዜጋታትን

ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜጋታት እታ ሃገር ኣብ ከይዲ ዴሞክራሲያዊ መረፃ ዘለዎም መሰል ኣብ ዓንቀፅ 38 ብዝርዝር ኣቐሚጡ ኢዩ፡፡ ፈላማይን ዋናን መሰል መሰል ክትመርፅን ክትምረፅን ምኽኣል ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ዝኾነ ይኹን ኢትዮጵያዊ ዜጋ ብቐለም፣ ብዓሌት፣ ብብሄር፣ ብብሄረሰብ፣ ብፆታ፣…

ንህዝቢ ቦረናን ጉጂን ንደንጒ እምበር በፂሕናሉ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንደላዪ ሰላም ህዝቢ ቦረናን ጉጂን ንደንጒ እምበር በፂሕናሉ ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ መዕርፎ ነፈርቲ ነገሌ ቦረና ገዳ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ምስገበሩ ኢዩ፡፡…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ተኸተልቲ እምነት እስልምና፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ…

ሚኬል ኣርቴታ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ እዚ ዓመት ሽልማት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝለፀ ኣሰልጣኒ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡ ሚኬል ኣርቴታ ኣብቲ ውድድር ዓመት ምስ ጋንታ ኣርሰናል ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓተረ እንትኸው ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣቦታት ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

እንሃንፆ መዕርፎ ነፈርቲ ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እንሃንፆም ሕድሕድ ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ክልላት የነቓቕሕ ከምኡ እውን ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…