ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕ ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ዝህልዋ ርክብ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕን ሰሓቦ ጉተቶን ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢን ዝኾኑ ያንግ ጂቺ፥ ኣሜሪካ ብዝተፈላለዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረረኦም ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረራ ኣውሮፕላን ብቤት ፍርዲ ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። እታ ኣውሮፕላን ንበረራ ኣብ ዝተሰናደአትሉ እዋን ከምዝተኣገደ ተሓቢሩ። እንግሊዝ ካብ ኲናት ሃዲሞም ናብታ ግዝኣት ዝኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሪሺየስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና፥ 4 ወርቂ፣ 6 ብሩርን 4 ነሓስ ብድምሩ 14 ሜዳሊያ ብምእካብ 5ይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ አጠናቃለች። ኣብቲ መበል 22…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ዓሚቕ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዕድል ዝህብ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ናይ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ዓሚቕ ባህሊ፣ ሓድጊን ክብሪን ንምፍላጥ ፅቡቕ ዕድል ዝፈጥር ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቲ ፌስቲቫል ብኣሰናዳእነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ዝተጀመረ ሪፎርም ንምዕዋት ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ዝተጀመረ ሪፎርም ንምዕዋት ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓደሽቲ ምስ ዝተመደቡ ቦርድ ኣመራርሓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ ብ ዘተኦም ድማ ሓደሽቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት መገደኛታት ሽልማት ኣፔክስ 2022 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ብዝህቦ ኣገልግሎት መገደኛታት ተመራፂ ብምዃን ሽልማት ኣፔክስ 2022 ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ካልኦት መሰል መገዲ ኣየራት ተወዳዲሩ ክዕወት ዝኸኣለ፥ ንመገደያታት ብዘቕርቦ ምዘናግዒ ከምኡ እውን ክንክልል ምቾትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰነ-ስርዓት ቀብሪ ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ ኣብ ቅድስ ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስትያን ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰነ-ስርዓት ቀብሪ ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ ኣብ ቅድስ ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስትያን ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስድራቤትን ኣድነቕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፀሎተ ፍትሓትን ታሪኽ ሂወቱን ቀሪቡ። ከያኒ ዳዊት ነጋ ካብ ኣብኡ ኣይተ ነጋ ተስፋይን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ክልተኣዊ ርክባት ንምጥንኻር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ናብ ዝነዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ፖለቲካ፣ ምክልኻል፣ ባህልን ቱሪዝምን፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ሰነድ ስምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ክትሰርሕ ኢያ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ከምትሰርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኢትዮጵያውያን ደለይቲ ሰላም ከምዝኾኑ ዓለም ከምዝመስከረ…