ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ንኣረጋውያን ይሕግዝ ኢዩ ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ዕድመ ዝደፍኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ክጥቀሙሉ ኢዮም ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ።
“ቤክስ” ዝብል መፀውዒ ዝተውሃቦ ሮቦት ብኣርባዕተ እግሩ ክንቀሳቐስ ዝኽእል እንትኸውን፥ ኣብ ልሙፅን ምድርቤት ዘይብሉ ክፋል…