ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ጉዳያት ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ጉዳያት ብገበን ዝድለዩ ሰባት ኣሕሊፍካ ንመሃብን ኣብ ጉዳያት ገበንን ሓበራዊ ምትሕብባር ሕጊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ኣብ ጉዳያት ፍትሒን ገበንን ዝግበሩ ምትሕብባራት ኣድለይቲን ኣብ ምክልኻል ገበን…