ኣብ ወርሒ ጉንበት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝናብ ወሃብቲ ገፅታታት ሜትሮሎጂ ወርሒ ጉንበት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ኣንፃራዊ ጥንካረኦም ሒዞም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ነዚ ስዒቡ ድማ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት…