ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ፊቼ ጨምባላላ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ ኣካል እቲ በዓል ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተሳሊጦም። ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሓይሊታት ንምዕዋት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ… Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማዕኸል ጎደር ከተማ ጎንደር ምስ ቦታ ቀብሪ ተተሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ተኸተልቲ እምነት ክርስትናን እስልምናን ዝተቐስቀሰ ጎንፂ መበገሲ ብምግባር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ መጣየሺ ዝውዕል 1 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ መጣየሺ ዝውዕል 1 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዩ። ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሰብኣወ ጉዳያት እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ክዝሓበሮ፥ ካብ ለገስቲ ኣካላት ዝተኣከበ እቲ ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተንዳሆ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተንዳሆ ዑደት ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ሰነ 2007 ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ 60 ሺህ ሄክታር መሬት ናይ ምልማዕ ዓቕሚ ዘለዎን እቲ ግድብ 1 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኢትዮጵያ ብብዙሕ መልክዑ ንዓለም ነፋልጠሉ መድረኽ ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኢትዮጵያ ዘለዉዋ ሃይማኖታዊ፣ ታሪኻዊን ማሕበራዊን ሃፍቲታ ብዝግባእ ንዓለም ተፋልጠሉ መድረኽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዲኤታ እዚ ዝበላ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ። እቲ ስምምዕነት ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተረኺበን ፈሪመን። ዶክተር ሊያ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ኤጀንሲ ምዃና ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘላቒ ሰላምን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ ዝድሀበ መድረኽዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዘተኮረ መድረክ ምኽክር የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰላም እቲ ዞባ ካብ ምሕላው ኣንፃር ብምንታይ መልክዑ ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዎት ኣማኸርቲ እቲ ተጠባባቒ ሓይሊ እናተዛተዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ንፖላንድን ቡልጋሪያን ተቕርቦ ጋዝ ኣቋሪፃ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንፖላንድን ቡልጋሪያን ተቕርቦ ዝነበረት ጋዝ ምቁራፃ ኣፍሊጣ። ዓቢዪ ትካል ነዳዲ ሩሲያ ጋዝፕሮም ከምዝሓበሮ፥ ካብ ሩሲያ ናብ ፖላንድን ቡልጋሪያን እናተለኣኸ ዝነበረ ቀረብ ጋዝ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተቛሪፁ፡፡ ቀረብ ዝተቛረፀሉ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ልዕልና ኣብ ዘኽበረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኣሰሮም ከንብሩ ይግባእ – ሙሁራን Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሕድ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ልዕልና ኣብ ዘኽበረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኣሰሮም ከንብሩ ከምዝግባእ ሙሁራን ኣመልኪቶም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ጀማል ሰይድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዓቢዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዓቢዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ይካየድ ኣሎ። ከምዚ ዓይነት መርሃ ግብሪ ሓድነትን መምትሕብባርን ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኢፍጣር ዝተሳተፉ ተኸተልቲ እቲ ሃይማኖት ምግላፆም ካብ ትሬቴደ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…