ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒሰስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እቲ ዝተኣከበ ኣታዊ 145 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ካብ ታክሲ ውሽጢ ሃገር እንትኸውን፥ ዝተረፈ ድማ ካብ ቀረፅን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም። ጉተሬዝ ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ማክሮን መገህለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ትማሊ ብዝተውሃበ ናይ መወዳእታ ዙር ምሃብ ድምፂ ኣብ ስልጣን ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ተኸቢሩ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ተኸቢሩ ከምዝወዓለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን ምኽባር እቲ በዓል መበገሲ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ብዕቱብ ብምርዳእ ማሕበረሰብ ንዝገበሮ ጥንቃቐ…
ስፓርት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ሓዊሱ ተዓዊቶም። ኣብ ማራቶን ሃምቡርግ ኣትሌት ያለም ዘርፍ የኋው 2 ሰዓት 17 ደቒቕ 23 ሰኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታውን ክብረ ወሰን እቲ ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። በዓል ትንሰሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ በዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶት እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ብተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም /ኣይ ኤም ኤፍ/ ክሪስታሊና ጆርጊቫ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ። ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዲ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምስ ዓቕመ ደካማታት ኣኽቢሮም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ 230 ንዝኾኑ ዓቕመ ደካማታት ኢዮም በዓል ምኅንያት ብምግባር እንግዶት ምሳሕ ገይሮም ዘለዉ፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ብሪታኒያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ቪኪ ፎርድ ኣብ ጉዳያት ክልተኣዊን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ቪኪ ፎርድን…