Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ዝረአ ፀገም ፀፅታ ንምቅላስ ኣብታ ሃገር ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ዝምክት ቀጠናዊ ሓይሊ ንምጥያሽ…

ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም። ውድድር ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ናብ ፍፃመ እናተቓረበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብ መወዳእታ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 149 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 149 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 1 ሺሕን 135 ደቂ ተባዕትዮን ኢዮም፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት…

ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ መዋይ ኪባኪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ መዋይ ኪባኪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ሳልሳይ ነበር ፕሬዚዳንትን ኬንያ ነታ ሃገር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2003 ክሳብ 2013 ዝመርሑን መዋይ ኪባኪ፥ ኣብ 90 ዓመቶም ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንባዕሉ ካብ ራዕዲን ጎንፂን ብምርሓቕ፣ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልዕሊ 213 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም 6 ስምምዓት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልዕሊ 213 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ሽዱሽተ ስምምዓት ተፈራሪሙ። ካብ ሞንጎ እቶም ስምምዓት ልዕሊ 41 ሚሊየን ብር ዝኸውን ምስቲ ኲናት ተተሓሒዙ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት እናተኣናገዱ ዝርከቡን በዚ ምኽንያት ኣብ…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 313 ሚሊየን ዶላር ዝኸውን ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝውዕል ከባቢ 313 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣቢሉ ኣብ ክልላት…

ዓል ዓርቢ ስቕለት ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ። እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ፆም፣ ፀሎትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታትን ኢዩ ተኸቢሩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናይ ምፅራይ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ምፅራይ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ሸኔ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 29 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 29 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 307 ደቂ ኣንስትዮ፣ 11 ህፃናትን 711 ደቂ ተባዕትዮን ኢዮም፡፡…