Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በዓል ተተሓሒዙ ገበናት ከይፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ፖሊሰስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ በዓል ትንሳኤ ተተሓሒዙ ኣብ በዕዳጋን ካልኦት ከባቢታትን ገበናት ከይፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኮሚሽን ፖሊሰስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ÷…

መንግስቲ “ኤምባሲ ሩሲያ ምልመላ ቁፃር ውትድርና ኣውፂኡ” ዝብል መሰረት ኣልቦ ወረ እቲ ኤምባሲ ውድቂ ምግባሩ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ “ኤምባሲ ሩሲያ ምልመላ ቁፃር ውትድርና ኣውፂኡ” ዝብል መሰረት ኣልቦ ወረ እቲ ኤምባሲ ውድቂ ምግባሩ ምግባሩ ከምዝንእድ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ዝኾነ ዓይነት ምልክታ ቁፃር ከምዘይቕበልን ከም ኣቆፃፅራ…

ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምፅዋር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ ተገይሩ። ላዕለዋይ ኮሚቴ ምላሽ ድርቂ ክልል ሶማሌ ስሩዕ ጉባኤ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ኩነታት ድርቂን ምላሽን ምውቃዕ ዝጀመረ ዝናብ ፅድያ…

ቴክኖሎጂታት ለሙን ዝተኣከቡ ሓበሬታታት ሳትላይትን ኣብ ትግባር ክውዕሉ ከምዝግባእ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂታት ለሙን ዝተኣከቡ ሓበሬታታት ሳትላይትን ኣብ ትግባር ክውዕሉ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምውፋር ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢንስቲትዩት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ስፔስ ሳይንስ ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂታትን…

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43 ሺሕ ብር ከምዝኣከበ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብቶም ኣዋርሕ 37 ቢሊየንን 340 ሚሊየን 41 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሊሙ ኢዩ፤ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43…

ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ በዓል ምኅንያት ብምግባር እውን 3 ሺሕ ዳልጋ ከፍቲ፣ 5 ሺሕ ኣባጊዕን ኣጣልን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ካብ ሕረተሰብ ዝመፅኡ ማሕረዲ እንስሳት ንምትእንጋድ ማሽናት…

መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። እቲ ውልቀ ሰብ ብቁፅሪ 107 ፍረ ዝኸውን መዕኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ኣብ ምድላው እናሃለወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብዝገበሮ ክትትል ኣብ…

ኣብ እዋን በዓል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምፍታሕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይሳለጡ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ትንሳዔን ዒድ-ኣልፈጥርን ምቅራቦም ስዒቡ ክህሉ ዝኽእል ፀገም ምቁርራፅን ምትሓትን ሓይሊ ንምፍታሕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ከምዝሓሮ፥ ኣብ ድሮን ዕለትን እቶም በዓላት…

ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓርማዝ ዘብፀሖ ጉድኣት ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ኮንታ ኢዩ፡፡ የኮንታ ዞን ፖሊስ አዛዥ ምክትል ኢንስፔክተር…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ዝተወለዐ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 700 ኣባይቲ ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ገፀር ከባቢታት ግዝኣት ኣሪዞና ብዝተለዓለ ንፋስ ምኽንያት ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 700 ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተገሊፁ። ኣብ ሰሜናዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣሪዞና ከተማ ፍላግስታፍ ውፅእ ኢሉ ዝተወለዐ ቅልጡፍ ሰደድ ባርዕ ሓዊ፥ ልዑል…