Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ድልድል መፃረዪ ፀወታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ምስ ግብፂ፣ ጊኒን ማላዊን ጸደልዲላ። እቶም መፃረዪ ፀወታታት ካብ ዝቕፅል ጉንበት ጀሚሩ ዝካየዱ ከምዝኾኑ ካብ…

ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ቴክኒክን ሞያን ዶክተር በከር ሻሌ ገሊፆም። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ማዕቐፋት ማክሮ ኢኮኖሚን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…

ብፁእ ኣቡነ ኤርምያስ ንዝተመዛበሉ ወገናት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ልዕሊ 800 ሺሕ ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ሃገረሰብከት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን  ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ኣቡነ ኤርምያስ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተሁለደሬ ዝርከቡ ተመዛዘበልቲ ንመውዐሊ በዓል ዝኸውን ልዕሊ 800 ሺሕ ብር ዘውፅእ ሓገዝ…

ዓለም ለኸ ውድድራት ዝሰዓሩ ኢትዮጵያውያን ኣማዕበልቲ ቴክኖሎጂ ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ተወዳዲሮም ብምዕዋት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ዝረኸቡ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ፈጠራ ቴክኖሎጂ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ብምዃን ን15 ሰብ ሞያ…

ኣብ ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ባህርዳር ናብ ኣአዲስ ኣበባ እናተጓዘት ዝነበረት መኪና ፖሊስ ፌዴራል የዛት ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብምግልባጣ…

ሩሲያ ትማሊ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብዝፈፀመቶ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ትማሊ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብሓይሊ ኣየር፣ ሚሳኤል፣ መድፍዕን መቃወሚ ኣየርን ተሓጊዛ ብዝፈፀመቶ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ወታደራዊ ሓይሊ ዩክሬን ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐት ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም መጥቃዕቲታት ዒላማ…

ሚኒስቴር ሕርሻ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላውን ዝድለ ምህርቲ ንምፍራይን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላውን ዝድለ ምህርቲ ንምፍራይን የኽእል ኣብ ዝበሎ ዛዕባ ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ብፍላይ ኣብዚ ሐዚ እዋን እናጋጠመ ዝርከብ ሕፅት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ ተተሓሒዙ ዘሎ ፀገም…

ሴናተር ኪም ጃክሰን ብናይ ሕሶት ሓበሬታ ደገፍቲ ህወሓት ብምትላል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘይኮነ ቅዋም ብምውሳደን ይቕሬታ ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሴናተር ጆርጂያ ኪም ጃክሰን ብናይ ሕሶት ሓበሬታ ደገፍቲ ህወሓት ብምትላል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ብምውሳደን ይቕሬታ ሓቲተን። እተን ሴናተር ይቕሬታ ሓቲተን ዘለዋ፤ ኣባላት ማሕረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ብዘሰናድኡዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዓቕሚ ዘይብሎም መኣዲ ኣካፊሎም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት  ምክፋል መኣዲ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲጋን ፆመ ሮሞዳንን እኽኒያት ብምግባር  ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት  ምክፋል መኣዲ ገይሮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ደረጃኣ ዘመሓየሸትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓሻ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋዲሳ መብራቴን ሄኖክ ኣየለን ብዘቑፀሩወን ሽቶታት ድሬዳዋ ስዒራ ንኽትወፅእ…