ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ እታ ከተማ ሕቶ ሰላምን ፀፅታን ንምምላስ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ሰላምን ፀፅታን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምላስ ብቐረባ ከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ። መንግስቲ ፀገም ህዝቢ ንምፍታሕ ምስ ህዝቢ ልዝብ ንኽግበር ብዘቐመጦ ኣንፈት መሰረት ብምግባር ህዝቢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ክፍሊ ስራሕ ልምዓት ከተማ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ፥ ካብ ቢሮታት ትካላት ፕላንን ልምዓትን ክልላት፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ ልዕሊ 440 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ 443 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ግዝኣት ከዋዙሉ-ናታል ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ብምኽንያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምህንዳስ መሬትን ስዒቡ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ክፍተኑ ኢዮም – ሚኒስቴር… Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከም ስሩዕ ተምሃሮ ኮይኖም ክፍተኑ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕረተሰብ ተሳታፊ ምግባር ንምርግጋፅ ሰላም ኣድላዪ ኢዩ – ዶክተር ቀነኣ ያደታ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይተሳትፎ ህዝቢ ሰላም ምርግጋፅ ስለዘይከኣል ሕረተሰብ ተሳታፊ ምግባር ንምርግጋፅ ሰላም ኣድላዪ ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፂም። ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምስ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ ሰልፊ “ማዕቐብ ቀታሊ ኢዩ፣ ፀረ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ኣሜሪካን ዝኾኑ ረቀቕቲ ሕጊታት ንቃወም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት፣ 10 ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ክቐርብ ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ከምዝቐርብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዕድጊት መዳበሪያ ከምዝተፈፀመ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እዚ 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ኢንዱስትሩ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እዚ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 87 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፥ ኣብ ከባቢ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ምዕራባዊ ጠረፍ ባሕሪ ሊቢያ ከምዝጠሓለት ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ሹዱሽተ ኣስከሬናት ዝተረኸበ እንትኸውን፥…