Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ኣደም መሓመድ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድን ኤርያል ማናጀር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፋኪያ ኣብደርህማን ምስ ጠጠባባቒ ዳይሬክተር ጀነራል ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፕሮፌሰር ዶክተር ከማል…

ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር መካተቲን ኣሳታፊን ምግባር ንምዕት ዝተሓሰበ ብሄራዊ ምርድዳእ ዓብዪ ግደ ይጻወት – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዓቢዩ ሓደራን ሓላፍነትን ኣለዎ ክብሉ ሙሁራት ፖለቲካ ሳይንስ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ተንታኒ ጉዳያት ፖለቲካን…

ዘፈር ውልቀ ዘይተሳተፈሉ ክእለትን ልምዓትን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክዕወት ኢዩ ኢልካ ኣይሕሰብን – ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ውልቀ ዘይተሳተፈሉ ክእለትን ልምዓትን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢንዱስትሪ ሰላምን ምርግጋፅ ከምዘይከኣል ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ምውፋር ስራሕን ዘፈር ዕዳጋን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ገሊፆም። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ…

1 ሺህ 86 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺህ 86 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 330 ደቂ ኣንስትዮን 80 ዝኾኑ ድማ ህጻናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…

ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ መብዛሕተኦም ኣብቆልቲ ፅዲያ ከባታት ዝሐሸ ዝርገሐ ዝናብ ከምዝህሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ መብዛሕተኦም ኣብቆልቲ ፅዲያ ከባታት ዝሐሸ ዝርገሐ ዝናብ ከምዝህሉ ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕን ደቡብን…

ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው እነተዘየቢላ ስጉምቲ ከምትወስድ ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው ዘይተብል እንተኾይና ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ምክትል ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ራያብኮቭ፥ ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ኣፅዋራት እናለኣኸት ምዃና ሃገሮም…

ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚን ዘላቕ ሰላም ንምፍጣርን ዝግበር ፃዕሪ ከምትሕግዝ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚን ዘላቕ ሰላም ንምፍጣርን ዝግበር ፃዕሪ ከምትሕግዝ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋኒ ጆቢን ገሊፆም። በኢትዮጵያ የካናዳ አምባሳደር ስቴፋኒ ጆቢን÷የካናዳና ኢትዮጵያ የቆየ ጠንካራ ወዳጅነት ተጠናክሮ…

ፕሮጀክት ከርሰ ምድሪ ማይ ለገዳዲ ክፍሊ ክልተ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ን860 ሺሕ ነበርቲ እታ ከተማ ተጠቀምቲ ፅሩይ መስተ ማይ ዝገብር ፕሮጀክት ከርሰ ምድሪ ማይ ለገዳዲ ክፍሊ ክልተ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ በዓል መዚ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 5 ጳጉሜን 2014 ዓ.ም ምዝገባ ካዳስተር ክካየድ ኢዩ – ኤጀንሲ ምዝገባን መረጋገፂን መሬት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 5 ጳጉሜን 2014 ዓ.ም ምዝገባን እወጃ ስራሕን ካዳስተር ከምዝካየድ ኤጀንሲ ምዝገባን መረጋገፂን መሬት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ክፍሌ ገብ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቅድሚ…

ብዘይ ዝኾነ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ንዘእትዉ ኢትዮጵያውያን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእል ስርዓት ከምዝተዘርገሐ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ንዘእትዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእል ስርዓት ከምዝተዘርገሐ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ሚነሲስቴር ገንዘብ ምኽባር ናብራ ንምርግጋ ዘይቲ፣ ሰርናይ፣…