ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲታት ምትሕብባርን ሓገዝን ኣድሂበን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ኣብ ቀንዲ ዓውዲታት ምትሕብባርን ሓገዝን ኣድሂበን ተዛቲየን።
ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ላዕለዋይ…