Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 355 ዜጋታ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 355 ዜጋታ ሎሚ መዓልተ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ ናብ ዝተመለሱ 1 ሺሕን 355 ዜጋታት እቶም 350 ህፃናት እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 5 ዝኾኑ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡ ንተመለስቲ…

አብ ዘፈር ፍትሒ ዝስትውዓሉ ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘኸእሉ ጉዳያት ድሃበ  ምይይጥ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ዘፈር ፍትሒ እናተርኣዩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ኢንስቲትዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ምስ ኣካላት ፍትሒ ፌዴራልን ክልላትን ሃገራዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣምባሳደር ደግፌ ቡላ ሓዊሱ…

ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ኣብ ስልጣን ዝርከቡ ፐሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮንን ማሪን ሌ ፔንን ልዑል ንሕንሕ ልገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ን16 ሚያዝያ ፍጻመ መረፃ ብዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ማክሮን…

መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ። ንሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣኼባ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡ ወለዶ በዓል ዋና ሃገር ስለዝኾነ ንእዋኑ ፀገም እታ ሃገር መፍትሒ ክኸውን…

ንረቀቕቲ ሕጊታት ‘ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600'ን 'ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ዝጎድኡ ስለዝኾ ክፀድቁ…

ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስራሕ ንምዝማን እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ዝተፈላለዩ ናይ ንምዝማን ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ኦፕሬሽን መፈልፈሊ ሓይሊታት እቲ ትካል ኣይተ እያየሁ ሁንዴሳ ከምዝገለፁዎ፥ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስራሕቲ ብዘበናዊ…

ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ። 1 ዓመትን 6 ወርሒን ዘቑፀረ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጎንፂ ካብ ዝቕስቀስ ንደሓር ኣብ ትሕቲ ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት እስራኤል ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ምስ ኣባላት…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣበ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ዝቕፅል ምዃኑ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ናይ ኢትዮጵያ ቢሮ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መተሓባበሪ ቢሮ ሚሼል ሳድ ምስ ኣገልግሎት…

ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ብክልቲኦም ወገናት ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። ኣብ ጉዳይ ስልጣነታት ኣፍሪካ ቻይና ዘተኮረ ዘተ ኣብ ቻይና ይካየድ ኣሎ።…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ብሓባር ዘውፅኡዎ ፀብፃብ ከምዘይቕበሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ብሓባር ዘውፅኡ ፀብፃብ ከምዘይቕበሎ ገሊፁ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ነቲ ፀብፃብ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ “ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን…