ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዘተኦም፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1963 ጀሚሩ ምስ ደቡብ ኮሪያ ጥቡቕ ርክብ ከምዝነበራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃባቱ ብፅሬትን እዋኑ ዝሓለወን ንኸቕርብ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፈፃፅማ ፀብፃብ ትልሙ ብፅሬትን እዋኑን ንኸቕርብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምምሕዳርን ቁፅፅርን ወፃኢ መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንኽፅውዑ ትእዛዝ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብጋዜጣን ብኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ፃውዒት ንኽግበረሎም ትእዛዝ ሂቡ። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዘሎ ነባራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይነት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምድንፋዕ ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዝዚ ዝበላ፥ “ስራሕቲ ፈጠራን ኮንስትራክሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 2 ሺሕ ዝኾኖኑ ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 1 ሺሕ 929 ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈጻፅማ ስራሕ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣግሊላ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምግላላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ምቁራፃ ሚኒስቴር ጉደያታ ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ገሊፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስትራቴጂ ምክልኻል ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣባላት መተሓባበሪን ማኔጅመንትን ኣብ ስትራቴጂ ምክልኻል ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጠሩ ጎንፂት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ቀፂሎም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ብዝተገበረ ቀዳማይ በረራ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ህፃናት ካብ ስዑድ ዓረብ ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ደቂኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። መንግስቲ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ብምምላስ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንኅረኽቡ እናገበረ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ሰብሃፍቲ ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካል ንኽሰሳተፉ ተፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ሰብሃፍቲን ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካል ዝተዋፈሩ ኩባኒያታትን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽሰሳተፉ ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት…