ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ፌዴራል ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝን ኣመራርሓታት እቲ ዞባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ኣብ ህንዲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ኣብ ህንዲ ከተማ ቼዬና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያ ዲቪዥንን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጐሹ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ሎሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ዕደአን ብሩብል ዘኸፍላ “ፀላእቲ” ዝበለተን ዝርዝር ሃገራት ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ዕደአን ብሩብል ዘኸፍላ “ፀላእቲ” ኢላ ዝፀርሐተን ዝርዝር ሃገራት ዕላዊ ገይራ። ብሩሲያ ፀላእቲ ተባሂለን ዝተፀርሓ ሃገራት፥ 27 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ሞናኮ፣ ስዊዘርላንድ፣ ኖርዌይ፣ ኣይስላንድን ሳን ማሪኖን፣ ኣሜሪካ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ደሕንነትን ደቡብ ሱዳን እትገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺራ ንክትቕፅል ተሓቲታ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ደሕንነትን ደቡብ ሱዳን እትገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺራ ንክትቕፅል ተሓቲታ። ብሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ÷ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስእነት ሰላም ትምህርቶም ኣቋሪፆም ዝነበሩ ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም፣ ዓዲግራትን ወልድያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ተመዲቦም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 726 ተምሃሮ እቶም 270 ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ስግግር ኢንተርፕራይዛት ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ስግግር ኢንተርፕራይዛት ንመበል 12 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ገልማ አባ ገዳ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌደራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ልኡኽቶ ሰላም ኣብዬ ኢትዮጵያውነት ኣቐዲሞም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ተወለድቲ ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓለም ለኸ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ኣብዬ ኢትዮጵያውነት ኣቐዲሞም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ተወለድቲ ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ክብሪን ምስጋናን ከምዝግበኦም ተገሊፁ። ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ካብ ኣብዬ ንዝተመለሱ ኣባላት ዓቃቢ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፋብሪካ ዓለባኤልያስ ዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 350 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓኒዩ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንደር ኢንዱስትሪ ቃሊቲ ፋብሪካ ዓለባኤልያስ ዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 350 ሚሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ተገሊፁ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ንጋቱ ማሞ ንግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ምሕሳብ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ህዝበ ሙስሊም ኣብ እዋን ዓቢዪ ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ንኸሓስቦም ሓቲቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ፆም ንባዕልኻ ኣፅሪኻ…