ኤች ኣር 6600 ብተግባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዘምፅእን ፃዕሪ ሰላም ዘተዓናቕፍን ኢዩ – ፕሮፌሰር ጆን ኣቢንክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጎንግረስ ኣሜሪካ ዝቐረበ ኤች ኣር 6600 ብተግባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዘምፅእ፣ ፃዕሪ ሰላም ዘተዓናቕፍን ልምዓት ዴሞክራሲ ዘልምስን ምዃኑ ፕሮፌሰር ጆን ኣቢንክ ገሊፆም።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሌይደን ፕሮፌሰር ትምህርቲ ምሕደራን…