Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እስራኤል ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያን ዘፋልጥ ዓውደ ምርኢት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ጉባኤን ዓውደ ምርኢት ቱሪዝምን ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያን ዘፋልጥ ዓውደ ምርኢት ቀሪቡ። ኣብ እስራኤል በቢዓመቱ ዝካየድ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ቱሪዝም፥ ኣብዚ ዓመት “ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቱሪዝም ሜዲትራኒያን…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኑኑ ቁምባ ብዝተኻየደ ዝተዋደደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ 606 ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታት ን 1 ሺሕን 56 ጠያይቲን ተታሒዞም። እቶም ጦር መሳርሒታት ካብ ሕበርተሰብ ዝተዘረፉ…

ፖሊስ ፌደራል ንኢትዮጵያን ዝመስል ኣወዳድባን ስያመን ከምዘዳለወ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ንኢትዮጵያን ዝመስል ኣወዳድባን ስያመን ኣዳሊዩ ብማእኸላይ ብርኪ ንዝተመደቡ ኣመራርሓታት ስልጠና እናሃበ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ዋና ክፍሊ ፖሊስ ፌዴራል ንኸገልግሉ ዝተመደቡ ማእኸለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ዝተመደቡሉ ዓውዲ ብተኣማንነትን…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፊስካል ርክብ በይነ መንግስታት ኣብ ዝመርሐሉ ስርዓት ኣሰራርሓ  ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፊስካል ርክብ በይነ መንግስታት ኣብ ዝመርሐሉ ስርዓት ኣሰራርሓን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣመልኪቱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ክፈሊ እቶት መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ከምኡ እውን መንግስቲ ፌዴራል ንኽልላት…

“ኢትዮጵያ ንምድሓን መካተቲ ብሄራዊ ምኽክር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኢትዮጵያ ንምድሓን መካተቲ ብሄራዊ ምኽክር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኣይ ኤስ ኤስን ብሓር ዘሰናድኡዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዕዉት…

ካብ ስዑድ ዓረብ ተመለስቲ ናብ ሃገሮም የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑድ ዓረብ ተመለስቲ ዘዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ካብ ዝዑድ ዓረብ ዝነብሩ ዜጋታት ንምምላስ መንግስቲ ብዝገብሮ ፃዕሪ ካብ 7 ክሳብ 11 ወርሒ ኣብ ዘሎ እዋን ክሳብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዜጋታት…

ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ንፓርቲታት ዝህቦ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንፓርቲታት ዝህቦ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተ ዘካየደ እንትኸውን፥ ንፓርቲታት ዝወሃብ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ…

ፕሬዚዳንት ፑቲንን ፕሬዚዳንት ዘለንስኪን ፊት ንፊት ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሞስኮ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታንቡል ብዘካየደኦ ድርድር ሰላም ፕሬዚዳንት ፑቲንን ፕሬዚዳንት ዘለንስኪን ፊት ንፊት ዘተ ንምግባር ኩነታት ከምዝተመዓራረዩ ሞስኮ ኣፍሊጣ። ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ፕሬዚደንት ረጅብ ጣይብ ኤርዶሃን ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን ናፃ ቐጠናን ጅቡቲ ኣቡበክር ኦማር ሃዲን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቭስትመንት ሆልዲንግ…

ፕሬዚዳንት ጂቡቲው ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሐ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምግባሮም ይዝከርል። ኣብ እዋን ዑደቶም ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ…