ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክተሰናድእ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ክኽበር ኢዩ። መበል 21 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጅማ ንኽተሰናድእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ምላሽ ንኽረክብ ህዝቢ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እጃሙ ንምውፃእ ድሉው ኢዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ክልል ማእኻላዊ ኢትዮጵያ ሕቶ በሪ ባሕሪ ምላሽ ንኽረክብ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ብምዃን እጃሙ ንምውፃእ ድሉው ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን…
ስፓርት ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንምድረ ገነት ሽረ ሽመክት ጉግሳ (ብፍፁም ቅላዕ) ሸቶ እንተመዝግብ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ካምቴልን ኣብ ካሜሩን ስግግር ዲጂታል ንምስላጥ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ቴሌኮሙኒኬሽን ካሜሩን (ካምቴል)ንኣብ ካሜሩን ስግግር ዲጂታል ንምስላጥ ዘኽእል ስምምነዕት ተፈራሪሞም፡፡ ክልቲኦም ትካልት ኣብ ካሜሩን ከተማ ያውንዴ ዝፈራረሙዎ ስምምነዕት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ክልቲአን ሃገራት ንምቅልጣፍ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ኢኮኖሚ ዕውትውፅኢት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትርገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ኢኮኖሚ ዕውት ውፅኢት ተመዝግብ ኣላ ኢሎም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ምስ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካልገንዘብ (አይኤምኤፍ)ናይጅል ክላርክ ብምዃን ሎሚ ጋዜጣዊ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ስምምዕነት ሰላም ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ንኽሳለጥ ምቹው ኩነታት ዝፈጥር ኢዩ – ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ንኽሳለጥ ምቹው ኩነታት ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፡፡ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ምግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖ (ኣፋህድ)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ሰላም ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ሰላም ኩሉ ግዘ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝበሩዎ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝላ ንምምፃእ እናሰራሕና ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከም ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝላ ንምምፃእ እናሰራሕና ንርከብ ኢለን። ኤጀንሲ ምዝገባ ሲቪልን ኣገልግሎት ነበርቲን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢንስትቲትዩት ኣርቲፊሻል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ንደቡብ ሃገራት ምትሕብባርን ምጥንኻርን ግደ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዕብየትንምትሕብባርን ደቡብ ሃገራት ክቕፅል ዝግበር ኩለመዳይ ደገፍ ንምጥንኻር ቆራፅ እየ ኢላ። ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ሃገራት ቲንክ ታንክ “ንሓድነትንጠንካራን ምትሕብባር ግደ ደቡብ ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቻይና ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ብምግንዛብ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሽልማት ሚዲያ ፓን-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…