Fana: At a Speed of Life!

ኢጋድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ ምንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው…

ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ብምምላስ ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ብዕቱብ ክሰርሕ ኢዩ – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ብምምላስ ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ኣባል ፈጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣብ ክልል…

ክልል ሶማሌ ቅድሚ ለውጢ ካብ ዝነበሮ ፀገም ፀፅታ ወፂኡ ዘረጋገፆም ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሶማሌ ቅድሚ ለውጢ ካብ ዝነበሮ ፀገም ፀፅታ ወፂኡ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዘረጋገፆም ውፅኢታት ዝነኣዱ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። መድረኽ ልውውጥ ልምዲ ፕሮግራም ትካላዊን መሰረተ…

ምዕራባውያን ንዩክሬን ዝገብሩዎ ሓገዝ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን መራሕቲ ንዩክሬን ዝገብሩዎም ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንምጥንኻርን ንምስፍሕፋሕን ተስማዕሚዖም። መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ብራስለስ ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፥ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዝገበረቶ ወራር ከምዝኹንኑን ንዩክሬን ወታደራዊን ሰብኣዊ…

ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት  አዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ የቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ተሳታፊ የሆነው አዳማ ከተማ ከአንበሳ ቢራ እና ዋሊን ቢራ አምራች ኩባንያ ጋር…

ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ልምዓት ስርናይ ቆላ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረእሰ ምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ሄክታር መሬት እናለምዐ ኣብ ዝርከብ ልምዓት ስርናይ ቆላ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ዝተገበረሉ ልምዓት ስርናይ…

ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ 30 ቶን ምግቢ ተንከፍ ናውቲ ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ተወሳኺ 30 ቶን ምግቢ ተንከፍ ናውቲ ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ዝለኣኸቶ ተወሳኺ ሓገዝ ምግቢ፥ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ 5 ሺሕ ህፃናትን ኣዴታትን ሓዊሱ 7…

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት 135 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ልዕሊ 227 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት 135 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይራ። እታ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮሚያን ብምኽንያት ፀገም ፀፅታን ኲናትን ጉድኣት…

በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ  ተኻይዱ። ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ውክልና ህዝቢን ኣስፈፃሚ ኣካላት ናይ ምክትታልን ምቁፅፃርን ብግቡእ ንምስራሕ ዘኽእሎ ቀዋሚ ኮሚቴ ወዲቡ ናብ…