ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር መሊስካ ንምቕፃል ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮኡ ምቕባል ጀሚሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ምድላዋቱ ዛዚሙ ነባር ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ እናኣተዉ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ዓፋር ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ክሳብ 14 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣድሂቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልኡኽቶ ምኅባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ሜዳሊያ ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሓደ ዓመት ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም። እቲ ሜዳሊያ ዝሃቡ ሓጋዚ ኮሚሽነር መኮንን ኣሻግሬን ሓጋዚ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ብዘመዝገበቶ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ቀዳመይቲ ብምዃና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምዕሳል ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ኣመራርሓታት ቦርድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ልዝብ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደን ልኡኽቶ ሰላሞም ከይዋፅኡ ኣብ ዝገብሩዎም ማሕለኻታት ዙርያ ዘድሀበ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ልኡኽ ውሕመ ኣብ ድርቂን ልምዓት ማሕበረሰብን ዘለዉ ፀገማት ንምዝታይ ናብ ጅግጅጋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጉዳይ ድርቂን ልምዓት ማሕበረሰብን ዘለዉ ፀገማት ንምዝታይ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ። ነቲ ልኡኽ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ ክልል ሶማሌ ኣይተ ኣብዱራህማን ኣሕመድ ሓሰንን ላዕለዎት ኣመራርሓታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ቻይና ተሓምሺሻ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና 133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ጓንግዚ ተሓምሺሻ። ዋንነታ ናይ ምብራቓዊ መገዲ ኣየር ቻይና ዝኾነት እታ ኣውሮፕላን፥ ጉዋንግዚ ጉዋንግ ኣብ ዝተብሃለ ክልል ኢዩ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣጋጢሙዋ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ጂ ኣይ ዜድ ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዕላዊ ኮይኑ። ቀንዲ ዕላማ ኣሳታፊን ዝተዋደደን ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ወረዳታት ጉባላፍቶ፣ መርሳ፣ ኣምባሰልን ተሁለደሬን ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ንሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ኦሮሚያ ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላዊነትን ሰላምን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ብምፍታሕ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…