ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ኢዩቤልዩ ኣልማዝ ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር መገዲ ዝምረሐሉ ግልፂ ኣንፈት ዘቕምጥ ፖሊሲ ይሰናዳእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር መገዲ ዝምረሐሉ ግልፂ ኣንፈት ዘቕምጥ ፖሊሲ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘሰናደኦ ረቂቕ ፖሊሲን ኣዋጅን መገዲ ኣመልኪቱ ልዝብ ይገብር ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ ኣብቲ እዋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ሸቀጣት ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት ትገብር ኣላ – ሰርጌ ላቭሮቭ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ፍርያታት ምግቢ ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት እናገበረት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። ሩሲያ ብምዕራባውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ማዕቐብ ዋላ ትኹን እምበር፥ “ንኣፍሪካውያን ዝኣተወቶ ምግቢ፣ ዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም። መበል 19 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ኢኮኖሚስታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዘስምዑዎ…
ስፓርት ኣብ 800 ሜትሮ ፍርቂ ፍፃመ ኢትዮጵያውያን ኣአትሌታት ክሳተፋ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ፍርቂ ፍፃሜ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ለይቲ ሰዓት 10ን 35 ደቒቕን ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ፣ ኣትሌት ደርቤ ኦልተጂን ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ክሳተፋ ኢየን፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ…
ስፓርት ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15፣ ሓምለ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑልን ናይሕዚ ሓዱሽ ፈራሚ ጋንታ ባየር ሙኑክን ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ። ሳዲዮ ማኔ ኣብ ጋንትኡ ሊቨርፑል ውፅኢታዊ ዓመተ ውድድር ካብ ምሕላፉ ብተወሳኺ፥ ሃገሩ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ብ5 ሺሕ ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ካብ ምድብ ሓደ 3ይ ብምውፃእ ናብ ፍፃመ ሓሊፉ። ካብ ምድብ ክልተ ዮሚፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ተፈሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቦሪስ ጆንሰን ነምትካእ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መረፃ ሪሺ ሱናክን ሊዝ ትረስን ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ኮይኖም ቀሪቦም። ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ሱናክ 137 ድምፂ ብምርካብ እንትመርሑ፥ ትረስ ድማ 113 ድምፂ ብምርካብ ካልኣይቲ ኮይነን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራልን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ኣብ ሮም ተዛቲዮም። ብኮሚሽነር ጄነራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ናብ ጣሊያን ሮም ተጓዒዙ ምስ ሓላፊ ትካል ፖሊስ ጣሊያን…
ቴክኖሎጂ ቻይና ኣብ 6 ሺሕ ሜትሮ ጥልቀት ባሕሪ ዳህሳስ ትገብር ሮቦት ኣፋሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 6 ሺሕ ሜትሮ ጥልቀት ባሕሪ ዳህሳስ ክትገብር ትኽእል ሮቦት ኣፋሊጣ። እታ ዳህሳሲት ሮቦት ብመሳርሒ መቆፃፀሪ ርሕቐት ትሰርሕ እንትትከውን፥ ዌንሃይ -1 ዝብል ስያመ ተዋሂቡዋ። ብኣካል ኢንስቲትዩት ኣካዳሚ ሳይንስ ሼንያንግ ቻይና…