ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብን ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን)ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ። ኣይተ መልካሙ ሹምዬ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ኮይኖም ተመሪፆም። ኣብን ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ ናይ ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ፍርያት ስርናይ ብብርኪ ኩነታት ዓለም ፅንቶ እናጋጠሞ ስለዝኾነ ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራትን…
ስፓርት ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ምሸት 4:35 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌትጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ ብምውፃእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ልዝብ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ ሓደሽቲ ድንጋገታት ሕጊን ኣብ ለኣኽቲ ትካላት እናተፈጠረ ዝርከብ ፅዕንቶ ብስፍሓት ዝተልዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ መሸጢ ሞባይልን መደብር ሸቐጣ ሸቐጥን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፖሊስ 8 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ካብ 6 መጋቢት ጀሚሩ ከምዝቐፀለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ምጅማሩ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ገሊፁ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ናጃንግ ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበኒ ምህርቲ እዚ ዓመት ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ከምዝተኣከበ መምርሒ ሕርሻ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ጋምቤላ ዞባ ማጃንግ ገሊፁ። ኣብቲ መምርሒ መራሒ ጉጅለ ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ሲሳይ በላይነህ፥ ኣብዚ ዓመት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲ ከምትቕፅለሉ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ከምትቕፅለሉ ገሊፃ። ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ፥ ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ኣብ ማዕርነት፣ ሓበራዊ ረብሓን ምክብባርን ዝተመርኮሰ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን ስራሕ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን ስራሕ ኣጀሚሮም። እቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን፥ ኣይተ ኣወል ኣርባን ሓዊሱ መስራቲን ዳይሬክተርን ሴንተር ፎር ኢንተርናሽናል ሪ ፕሮዳክቲቭ ሄልዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሚ ንካሊእ እዋን ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሙ ንካሊእ እዋን ከምዘመሓላለፎ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዓለምን ሃገር ውሽጢን ዝረአ ቅልጡፍ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምዕዛብ እቲ ትካል ብሕፋል ናብ ውልቀ ናይ…