ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስራሕ ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ እቲ ክልል ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ተዛቲኻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ ኣድላዪ ሃናፂን ግደ እናተፃወተን ሓገዝ ንኽለኣኽ እናገበረን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ኣድለይቲ ዝኾ ሓገዛት ምግቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እናካየዶ ዝርከብ ምምሕያሽ ውዳበ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግበራ ከምዝእቶ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እናካየዶ ዝርከብ ምምሕያሽ ውዳበ ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግበራ ከምዝእቶ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ምደባ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ዝተወሰኑ ዝተመደቡሉ ከባቢ እንተይከከዱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም ንኽሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕርሻ ዘተኮረ ብ12 ሚሊየን ዩሮ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓገዝ መንግስቲ ኔዘርላንድስ ብ12 ሚሊየን ዩሮ ገንዘብ ዝትግበርን ኣብ ሕርሻ ዘተኮረን ፕሮጀክት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዕላዊ ኮይኑ። ዩኒቨርሲቲ ዋግኒንገን ኔዘርላንድስን ሚኒስቴር ሕርሻን፣ ምስ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያን ካልኦት መሓዙት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትየጵያ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶዝ ክታበት ፋይዘር ኮቪድ-19 ንኢትየጵያ ሓገዝ ምግባራ ገሊፃ። እቲ ሓገዝ ኣሜሪካ ብብርኪ ዓም ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ብዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ብዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኬት ሃንሰን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሚኒሰስቴር ማይን ኢነርጂን ቀረብ ማይን ሳኒቴሽንን፣ ምሕደራ ሃፍቲ ማይን ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ኢንዱስትሪ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣብ 6ይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ኢንዱስትሪ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም፥ ካብ ልዕሊ 41 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተወከሉ ልዕሊ 500 ኣባላት ማሕረሰብ ንግዲ ተሳተፍቲ ኮይኖም። ብቀንዱ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ማሕበር ምሕዝነት ኢትዮ-ኬንያን ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ማሕበር ምሕዝነት ኢትዮ-ኬንያን ሰነድ ስምምዕነት ከምዝተፈራረሙ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኣፍሊጡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈር ናይሮቢን ማሕበር ምሕዝነት ኢትዮ-ኬንያን ዝተፈራረሙዎ ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፓርላማ ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ድሕንነትን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፓርላማ ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ድሕንነትን ታንዛኒያ ተዛቲየን። እቶም ኣባላት ፓርላማ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ከምዝሰርሑ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ልውውጥ ንግዲ ንምጥንኻር ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዴንገ ቦሩን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪ ሶማሊያ ኻሊፍ ዓብዲ ዑመር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ልውውጥ ንግዲ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲዮም። ርኢቶ ኣካላት ኢንዱስትሪን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…