Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ቀሊል ባቡር፣ ኢትዮ ቴሌኮምን ኬብል ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ኢድ ንኢድ ሒዙ ምርመራ እናገበረ ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘፈራት መሰረተ ልምዓት ዝፍፀሙ…

ዘፈር ፋይናንስ ንምቅልጣፍ ዘኽእል “ኩፕ ቦት” ዝተብሃለ መተግበሪ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ንምቅልጣፍ ዘኽእል “ኩፕ ቦት” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣማዕቢሉ ብዕሊ ስራሕ ኣጀሚሩ። እቲ መተግበሪ ምስ ሕብረት ስራሕ ባንኪ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ብዝተገበረ ስምምዕነት ዝማዕበለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝተዓደገ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ዘይቲ ብልዒ ንምርግጋዕ ዓሊሙ 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዘጎዓዓዘ ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጁቢቲ ኣፍሊጡ። ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝተዓደገ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ…

ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብ10 ሚሊየን ብር ፓርክ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብ10 ሚሊየን ብር ፓርክ ክህነፅ ኢዩ። እቲ ፓርክ ነታ ከተማ ፅባቐ ከምዝፈጥር ድማ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ነቲ ህንፀት ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበራሉ እዋን፥ እቲ ፓርክ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊ ተዛቲዮም። ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ሓበራዊ ኣብ…

ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ 150 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ሃገር ክኣቱ ኢዩ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ 150 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣቢሉ በቢወርሑ ብማእኸላይ 50…

ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላት ብናፅነት ክውስና ኣይኽእላን – ኣይተ ያሲን ኣሕመድ

ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላት ብናፅነት ክውስና ኣይኽእላን - ኣይተ ያሲን ኣሕመድ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላ ብናፅነት ክውስና ከምዘይኽእላ ፕሬዚዳንት ፐብሊክ…

ሩሲያ ንሃገራት ወፃኢ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ኣቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንሃገራት ምብራቕ ኣውሮፓ፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኤሲያ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ምስ ዩክሬን ብዝተዛመደ ዝንበሩላ ማዕቐባት ይውስኹ ብምህላዎም ስዒቡ ናይ ባዕላ ናይ ምግቢ ድልየን ንምሕላው ብምሕሳብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ሓይሊ ፀሓይ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ምኽክር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርናሽናል ሶላር ኣልያንስ ኣብ ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ሓይሊ ፀሓይ ንምስፍሕፋሕን ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዝተሓንገጦም ልኡኽቶታት ኣብ ዘኽእል ጉዳይ መዳርግቲ ኣካላት ዘካተተ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ዲኤታ ማይን ኢነርጂን…

ፋብሪካ ሴራሚክስ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ስራሕ ንኸኣቱ ዘኽእል ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክስ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ስራሕ ንኸኣቱ ዘሕግዝ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ሚኒስትሩ መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸው ጀምበርን ሓለፍቲ ስራሕ…