ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ትካላት ዴሞክራሲ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘሰናድኦ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ትካል ሓባሲ ንብዓት፣ ፌዴራል ኦዲተርን መራኸብቲ ሓፋሽን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትልእኾ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ከምዘቋፀት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ብኖርድ ስትሪም - ሓደ ናብ ጀርመን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኣገልግሎት ምቁራፃ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ፥ ብምኽንያ ፅገና ቀረብ ጋዝ ምቁራፁ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ መስመር ገሊፆም። እቲ መስመር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ኢንዱስትሪ ዘፍረየን 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ንትካል ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱ ሓለፍቲ…
ቢዝነስ ኣብቲ በጀት ዓመት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣፍሊጦም። እቲ ኣታዊ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ ግምገማ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ኩሎም ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ተረኺቦም፡፡ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ ዩኔስኮ ብቀዋምነት ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቢሮ ቱሪዝም ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ ዩኔስኮ ብቀዋምነት ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቢሮ ቱሪዝም ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኤርሚያስ መኮንን፥ ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ። እቲ መጥቃዕቲ ለይቲ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ብዙሓት ከምዝሰሉ ተሓቢሩ። መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ኣካላት ድሕሪ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም ካብቲ ከባቢ ብተሸከርከርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማህበራዊ ምትእስሳር ንምዕሳል ኢትዮጵያዊ ክብርታት ንመነእሰይ ምሕላፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሓድነትን ማህበራዊ ምትእስሳርን ንምዕሳል ኢትዮጵያዊ ክብርታት ንመነእሰይ ምሕላፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ። ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲታት ሃዋሳን ዋቻሞን ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ዶክተር ስዩም ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣሌክሳንደር-ፑሺክን ብመዘሪ ጎፋ -ጎተራ ዝካየድ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሌክሳንደር-ፑሺክን ብመዘሪ ጎፋ -ጎተራ ዝካየድ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ 99 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መካያዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ በየነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተማሃሮ ኣ፣ሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 327 ተማሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቢዝነስን ኢኮኖሚክስን 503፣ ብሕርሻን ተፈጥሮ ሳይንስን 159፣ ሳይንስ ጥዕና 141፣ ብማሕበረሰብን ስነ-ሰብን፣…