ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ።
ኣብ ዝቕፅል ወርሒ መጋቢት ዝካየድ መርሃ ግብሪ ፌስቲባልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ፥ ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያ፣ ኡጋንዳ፣ ርዋንዳ፣ ኬንያ፣ ደቡብ…