Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ማሪያና ሴሬቲ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምኡ እውን ዋና…

ብምኽንያት ኲናት ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ፅንቶ ዘርኣውነት ይበፅሐና ኣሎ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ - ዩክሬን ፈሪሖም ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ብምሕብሪ ቆርበቶም ንቶ እናበፅሖም ከምዝኾነ ገሊፆም። ካብ ኲናት ብምህዳም ካብ ዩክሬን ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምውፃእ ኣብ ዝፈተኑ ሓደሓደ…

ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ሕርሻ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ግብሪ ከምትገብር ኣፍሊጣ። እታ ሃገር 173 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ምንካይ ግብሪ ከምትገብር ኢያ ገሊፃ ዘላ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ ኩን÷ ቻይና ምንካይ ትገብረሎም ዓውዲታት ቴክኖሎጂ፣ ሓለዋ ከካባቢ፣…

ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኾና ይኅእል ኢዩ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ብኲናት ጥራሕ ዘይኮነስ ድኽነት ንምውጋእ ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኸውን ከምዝኽእል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 34 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝኸውን 34 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናትን እንስሳትን ናይ ምድሓን ስራሕ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናትን እንስሳትን ናይ ምድሓን ስራሕ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ልኡኾምን ብምኽንያት ድርቂ ካብ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ቤጂንግ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕረሰብ ዳያስፖራን ኣብታ ሃገር ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮን ብዌቢናር ኸቢሩ። ኣብቲ በዓል በዓል ሙሉእ ስልጣን…

ኣብ ክልል ዓፋር በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ 100 ሚሊየን ብር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ 100 ሚሊየን ብርን ንዝተጎድኡ ትካላት ድማ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ገይሩ። ከገንዘቡ ሌላ ከተደረጉት ቁሳቁሶች መካከል "ፒክ አፕ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ንኣገልገሎት ምዝገባ ሓበሬታ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

እቲ ሚሲዮን 139 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋውያን ኣዘዋወርቲ ሰባት ተታሊሎም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምጉዓዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ኬንያ ኣቋፆም ዝኣተዉ 139 ኢትዮጵያውያን ክሶም ተቛሪፁን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖምን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ሓገዝ ገይሩ። እቶም…