Fana: At a Speed of Life!

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያን ምንካእ ዘስዕቦ መዘዝ እንታይ ከምዝኾነ ኣምሂሩ ዝሓለፈ ድሙቕ ሓውልቲ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 126 ዓመት ዓወት ዓድዋ ኣድሂቦም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዶታትናን ተገዛኣይነትን ባርነትን፣ ትሕትነትን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እውን ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እውን ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት እቲ ኩባኒያ ብሚኒስቴር ገንዘብን ምምሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲን ተገምጊሙ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል…

ብምኽንያት ስርቂ ኬብል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ክህብ ኣይከኣልኩን – ኣገልግሎት ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ስርቂ ኬብል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ክህብ ከምዘይከኣለ ኣገልግሎት ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ኣብቲ ዝተትሓዘ ወርሒ ንሸውዓተ መዓልቲታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ክህብ ከምዘይከኣለ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ…

ኣብ ወረዳ ማቻክል ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ማቻክል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ለይቲ ሰዓት ሽዱሽተ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ፖሊስ መበገሲ እቲ ሓደጋ እናፃረየ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ በቲ ዘጋጠመ ሓዳጋ ህይወት…

ቻይና ንዝተጎድኣ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምእትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንዝተጎድኣ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዋንግ ዪ፥ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያነ ጅቡቲን ደገፍ ዝግበረለን ሃገራት ከመዝኾና ተዛሪቦም። እዚ ድማ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ማሪና ሴሬኒን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርቂ መኻይን ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስራቕ መኻይን ከምዝተበራኸተ ሰብ ንብረትን ኣሽከርከርቲን ገሊፆም። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኮሚሽን ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ፈሲካው ፋንታ ንፋና ብሮድካስት ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ ገበን…

መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወርቅነሽ ብሩ፥ “ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ኣይኽበርን” ብዝብል ዝናፈስ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ሓቢረን። ሃርበኛታት ኣብቲ ኣደባባይ…

ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

አዲስ አበባ፣ የካቲት 22፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ መበል መ126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓድዋ ዝነበረ ወተሃደር ሕብራዊ…

ኣብ ወርሒ መጋቢት ንዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ምድላዋት እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለያ ክልላት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ መጋቢት ንዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ምድላዋት እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ሓላፍቲ ፓርቲ ብልፅግና ክልላት ደቡብ፣ ጋምቤላን ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ምምሕዳር ከተማ ድረዳዋ ኣፍሊጦም። ነቲ ሓፈሻወ ጉባኤ…