ዓወት ዓድዋ ዋልታ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትናን ውፅኢት ምትሕብባርናን ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ዋልታ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትናን ውፅኢት ምትሕብባርናን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ፥ ፅባሕ ዝኽበር መበል 126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ኣውፂኡ።…