Fana: At a Speed of Life!

ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ዝደፈረ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ ትማሊ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ተኸሳሲ ብዝተኸሰሰሉ ገበን ጥፍኣተኛ ኮይኑ ብምርካቡ ኢዩ እቲ ውሳነ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 250 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ከምዝተሓሰበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ 6 ሓምለ ኣብ ዘካይዶ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 250 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ከምዝሓሰበ ገሊፁ። ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ፣ ሓላፊ ቢሮ…

ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ” ክብሉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር “ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ ዕለት ጁምዓ ንነብሱ ብይቕረ በሃላይነት ኣፅኒዑ፣…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾ ይኹን ከባቢ ግብረ ራዕዳውያንን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ እናሳለጠ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ይግባእ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጃኔዝ ሌናርቺች ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ክልላት ትግራይን ሶማሌን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን…

1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 23 ህፃናትን ከምዝኾነኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ፍርያት ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣብ ረብሓ ከይውዕል ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍርያት ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣብ ረብሓ ከይውዕል ከምዝተኣገደ ሚኒሰስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣገዳዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማለአ ብምዃኑ፥ መስተኻኸሊ ክሳብ ዝገብር ካብ 9 ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ምስክር ወረቐት…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ን ድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሜድኣን ቅድሚ ደገፍታን ዝተፃወተት ጋንታ ባህርዳር ከተማ፥ መናፍ ኣወል እታ ብሕታዊት ሽቶ  ኣመዝጊቡዋ፡፡ ባህርዳር ከተማ ሎሚ…

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምኽከር ኣካይዶም። ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪን ዳይሬክተር ሪጂናል ቢሮ ኣውሬሊያ ፓርቲዚያ ካላብሮ፥ እቲ…

ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ መንግስቲ ሰላምን ልምዓትን ንምዕሳል ዘተግበሮም ስራሕቲ ንኣባላት ፓርላማ ብሪታኒያ ኣረዲኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ ተፈሪ መለሰ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዘተግበሮም ስራሕቲ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንዝተጣየሸ ኣባላት ፓርላማ ብሪታኒያ ኣረዲኦም። ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ፥ ህወሓት ንሳልሳይ ዙር…