ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት ንምንካይ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ይስራሕ ኣሎ – ዶክተር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት ንምንካይ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት…