ታሪካዊ ምዕራፍ ኣብ ዝገዕልፅ ሃገራዊ ዘተ ብኮሚሽነርነት ሓላፍነት ምፅዋር ፍሉይ ክብሪ ኢዩ -ኣከብቲ እቲ ኮሚሽን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪካዊ ምዕራፍ ኣብ ዝገዕልፅ ሃገራዊ ዘተ ብኮሚሽነርነት ሓላፍነት ምፅዋር ፍሉይ ክብሪ ኢዩ ክብሉ ኣከብቲ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም።
ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አረዓያን ምክትል ኣካቢት ሂሩት ገብረስላሴን ብጥቆማ ህዝቢ ንህዝቢ ንምስራሕ…