ኣብ ሞንጎ ቀይሕ ባሕሪን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ጥንኩር ማዕቐፍ ምትሕብባር ምፍጣር የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቀይሕ ባሕሪን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ጥንኩር ማዕቐፍ ምትሕብባር ምፍጣር ከምዘድሊ ምክትር ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ትኹረቱ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣብ…