ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ምሃብ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝጅምር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ኤጀንሲ ቅድሚ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ነባርነት መለለዪ መንነት ወፃእ ተኣጊዶም…