ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ቅትለት ሓዊሱ ኣገዲድካ ምድፋርን ዘረፋን ከምዝፈፀሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ቅትለት ሓዊሱ ኣገዲድካ ምድፋርን ዘረፋን ከምዝፈፀሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊፁ።
እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውጸኦ ፀብፃብ ኢዩ ኣብቲ ክልል ዝተፈላለዩ ከበባታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…