ኤች ኣር 6600 ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ብኣባላት ኮንግረስ ፓርቲ ዴሞክራትና ሪፐብሊካንን ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ቤት ምኽሪ ዕቤት ኢትዮ ኣሜሪካውያን ኣፍሊጡ።
ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒው ጀርሲ)፣ ያንግ ኪም…