ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብሓባር ንምውጋእ ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ባህርዳር ዘቲዮም።
ድሕሪ እቲ ዘተ ሓራዊ መግለፂ ዝሃቡ እንትኾኑ፥ ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ከምዝዘተዩ ገሊፆም።
ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል…