ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ ክብል ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ዓውዲ ፕሮግራምን ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣይተ መና መኩሪያ ፥ ምስ ኣገልግሎት ወሊድ በዝተተሓሓዘ 80 ሚኢታዊ…